Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘይሕጋዊ መገዲ ገንዘብ እንትቕበሉ ዝተረኸቡ ኦፊሰራት መኽበርቲ ሕጊ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ  ክፍለ ከተማ ጉለሌ ወረዳ 7 ብዘይሕጋዊ መገዲ ገንዘብ እንትቕበሉ ዝተረኸቡ ክልተ ኦፊሰራት መኽበርቲ ሕጊ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም።

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፀፅታን ሰላምን እቲ ክፍለ ከተማ ኣይተ ጌታሁን ኣበራ፥ እቶም ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ ሕጋዊ ፍቓድ ኣውፂኦም ህንፀት ዝፍፅሙ ውልቀ ሰባት ፍቓድ ከምዘይብሎም ብምምሳል “ክነፍርስ ኢና” ብምባል ገንዘብ ንክኸፍሉ ብምግዳድ እቶም ውልቀ ሰባት ንኣካላት ፀፅታ በዝሃብዎ ሓበሬታ ገንዘብ አንትቕበሉ ኢድ ብኢድ ኣብ ቁፅፅር ከመዝወዓሉ ገሊፆም።

ሕብረተሰብ ዘይሕጋዊያን ብምክልኻል እቲ ምምሕዳር ኣብ ዝሰርሖ ስራሕቲ ብሰብ ዋናነት ብምሓዝን ግዕዝይና ብምቅዋመን ንመንጋስ ሰላም እቲ ክፍለ ከተማ ግድኡ ንምውፃእ ንዝገብርዎ ኣስተዋፅኦ ምምስጋኖም ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.