Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ህዝቢ ብዝተኻየዱ ልዝባት ዝተልዓሉ ሕቶታት ንምምላስ ናብ ተግባር ምእታዉ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ህዝቢ እናተኻየዱ ዝነበሩ ልዝባት ህዝቢ ብግልፂ ዘልዕሎምን ኣብ ሓፂር እዋን ክምለሱ ዝግበኦም እዋናዊ ሕቶታትን ንምምላስ ናብ ተግባር ምእታዉ ኣፍሊጡ።

ኣብ ናይ ህዝቢ መድረኻት ዝተልዓሉ ግቡእነት ዘለዎም ሕቶታት ተኣርዮም ብትልሚ ንኽምለሱ ንምግባር ኣብ ዝቕፅሉ 3 ኣዋርሕ ትልሚ እቲ ምምሕዳር ከም ብሓዱሽ ተዳህሲሶም ንኣመራርሓታት ብምትሕብባር ናብ ተግባር ተኣትዩ ኢዩ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.