Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ዝምልከት ምምዕርራይ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ዝምልከት ምምዕርራይ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ።

እቲ ዝተመዓራረየ ዋጋ ካብ 24 ሚያዚያ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ 30 ግንቦት 2015 ዓ.ም ዝፀንሕ ከምዝኾነ እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ የረድእ።

ብመሰረት እዚ

ቤንዚን ———– 69 ነጥቢ 43 ብር ብሊትር

ፃዕዳ ናፍጣ ———– 71 ነጥቢ 08 ብር ብሊትር

ኬሮሲን ———– 71 ነጥቢ 08 ብር ብሊትር

ነዳዲ ኣውሮፕላን ———– 66 ነጥቢ 60 ብር ብሊትር

ቀሊል ፀሊም ናፍጣ ———– 57 ነጥቢ 84 ብር ብሊትር

ከቢድ ፀሊም ናፍጣ ———– 56 ነጥቢ 50 ብር ብሊትር ከምዝኾነ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.