Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ከፍላተ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ።

እቲ መርሃ ገብሪ፥ ሓላፊ ዓውዲ ርእዮተ-ኣለምን ፖለቲካን ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ዲሞክራሲ ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራኒዮ ሰማ ጥሩነህ (ዶ/ር)ን ሓላፊ ዓውዲ ፖለቲካል ሀንፀት ዓቕሚን ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኦሮሚያ ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)ን ኣጀሚረሙዎ።

ኣብ ክፍለ ከተማ የካን ለሚ ኩራን ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣመራርሓ እተን ክፍላተ ከተማን ኣብቲ መርሃ ግብሪ ይሳተፉ ኣለዉ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.