Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ደገፍ ሰልፊ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ሓቃዊ ኩነታት ንማሕበረሰብ ዓለም ንምፍላጥን ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ግቡእ ዘይኮነ ፅዕንቶ ዝቃወምን ሰልፊ ኣካይዶም።

እቶም ሰልፈኛታት ቤት ምኽሪ ፀፅታ ወድብ ሕቡራት መንግስታት ሉእላውነት ኢትዮጵያ ንከኽብርን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ኮነ ተባሂሎም ካብ ዝንዝሑ ዝተሰሓሓቱ ሓበሬታታት ንባዕሉ ንክሕሉ ድምፆም አስሚዖም።

ዓለም ለኻዊ ሚዲያታት ዝፅብፅብኡ ፀብፃባት ሚዛናዊ ንክኸውን ሓቲቶም።

መንግስቲ ሱዳን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝፈፀሞ ወራር ከምዘውግዙ ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.