ኣብ ኣውሮፓን ኣፍሪካን ዝተውፃእፅኡ በፃሕቲ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣውሮፓን ኣፍሪካን ዝተውፃእፅኡ ልዕሊ 100 በፃሕቲ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም።
ኣብ ዑደቶም ድማ መፃኢ ወለዶ ኢትዮጵያ ብዘምህር፣ ብዘተኣሳስርን ታሪኹ ብዝሓለወን መልክዑ ዝተሃነፀ ዝኽ ዓወት ዓድዋ ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም፡፡
ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ኣይተ ግሩም ግርማ ነቶም ኣጋይሽ ብምቕባል መልእኽ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ከምዘመሓላለፉ ሓበሬታ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ የመላኽት፡፡