Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣወሃህባ ስልጠና ኣገልግሎት ጥዕና ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳይ ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ምትሕብባር ስፔን ማርዮ ፋነጁልን ተዛቲየን፡፡

ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ስፔሻሊቲን ፍኖተ ካርታ ስልጠና ስፔሻሊቲን መሰረት ዝገበረ ፍሉይ ኣወሃህባ ስልጠና ኣገልግሎት ጥዕና ብሓባር ብምስራሕ ከጠናኽ ኣብ ዝኽእሉሉኣንፈታት ኣድሂበን ተመያይጠን፡፡

ኤምባሲ ስፔን አኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ጥዕና ንዝገብሮ ሓገዝ ዶክተር ሊያ ምስጋና ምቕራበን ካብ ሚኒስቴር ጥዕና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.