Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣኼባ ፀረ ግዕዝይና ውድብ ሕራት መንግስታት ኣብ ፀብፃብ ግምገማ ኣፈፃፅማ ኢትዮጵያ ልዝብ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ዙር ኣኼባ ፀረ ግዕዝይና ውድብ ሕራት መንግስታት ኣብ ፀብፃብ ግምገማ ኣፈፃፅማ ኢትዮጵያ ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ዝተረኸቡሉ ልዝብ ይግበር ኣሎ።

ኣብ ካልኣይ ምዕራፍ እቲ ጉባኤ፥ ግዕዝይና ምክልኻልን ኣብምዕራፍ ሓሙሽተ ዝተሰረቐ ሃፍቲ ኣብ ምምላስ ትኹረት ዝገበረ ፀብፃብ ልዝብ እናተገበረ ከምዝኾ ካብ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ኣባል ኮሚቴ ብሄራዊ ቴክኒክ ብምዃን፥ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን፣ ሚኒስቴር ፍትሒ፣ ሚኒስቴር ገንዘብ፣ ብሄራዊ ባንኪ፣ ኣገልግሎት ፋይናንስን ድሕንነት ሓሬታን፣ ትካል ሓባሲ ንብዓት ህዝቢ፣ ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ፌዴራል፣  ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል፣ በዓል መዚ ዕድጊት ንብረት መንግስቲን ኣገልግሎት ዕድጊት መንግስቲን ተሳተፍቲ ኮይኖም፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.