Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣተገባብራ ናፃ ንግዲ ዞባ ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ኣብ ኣተገባብራ ናፃ ንግዲ ዞባ ዝጠመተ ኣካይዶም፡፡

ኣብ ዛንዚባር መበል 14 መድረኽ ዘተ ሚኒስትራት ንግዲ ኣፍሪካ እናተኻደ ይርከብ፡፡

ኣብቲ መድረኽ እናተሳተፉ ዝርከቡ ሚኒስትር ዴኤታ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)÷ ጎድና ጎድኒ እቲ መድረኽ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ናፃ ንግዲ ዞባ ዓለም ሳሚር ሃሙሮኒ( ዶ/ር) ተዛቲዮም፡፡

ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ኣተገባብራ ናፃ ዞባታት ንግዲ ብምድሃብ ወሳኒ ምይይጥር ከምዝገበሩ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ፅሒፎም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.