ኣብ ኣምሓራ ክልል ህወሓት ልዕሊ 20 ሆስፒታላትን 277 ናይ ጥዕና ጣቢያታትን ኣውዲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚንስቴር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ዝተመርሐ ግጅለ ልእኽ ጉድኣት ዝበፅሖም ናይ ጥዕና ትካላት ጎቢኒዮም፡፡
ኣብቲ ዑደትካብ ጥዕና ሚኒስትር ፣ ሕብረተሰብ ጥዕና ኢንስቲትዩትን ኣምሓራ ክልል ጥዕና ቢሮንዝተውፃእፅኡ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም፡፡
ኣብ ኣምሓራ ክልል ህወሓት ልዕሊ 20 ሆስፒታላትን 277 ናይ ጥዕና ጣቢያታትን ኣገልግሎት ምሃብ ደው ከምዘበሉ ተገሊፁ።
ካብዚአን 14 ሆስፒታላት፣ 153 ናይ ጥዕና ጣቢያታት፣ 642 ናይ ጥዕና ኬላታትን 29 ኣምቡላንሳትን ሙሉእ ብሙሉእ ከምእዓነዉ ናይቲ ክልል ጥዕና ቢሮ ምክትል ሓላፊ ኣይተ ታሪኩ በላቸዉ ንፋና ብሮድ ካስቲንግ ኮርፖሬት ተዛሪቦም፡፡
ብምንይችል አዘዘው
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።