Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣሜሪካ ፊኒክስን ኣሪዞናን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት 120 ሺሕ ዶላር ኣኪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ፊኒክስን ኣሪዞናን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት መጣየሺ ዝኸውን 120 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካ ኣኪቦም።

ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ፍፁም ኣረጋ፥ ኣብ ኣሜሪካ ፊኒክስን ኣሪዞናን ዝነብሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ኢትዮጵያን እቲ ሓገዝ ኣብ ምትእኽኻብ ናይ መሪሕነት ግደ ዝተፃወቱን መተሓባበርቲ ኣመስጊኖም።

እቶም ኣምባሳደር “ሕድሕድ እንትንተሓጋገዝ ክብ ንብል” ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.