Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ዝተመዛበሉ ህፃናት ንምጥያሽ ዝኸውን ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያ፣ ትካ መድሕን ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ)ን መሓዙቶምን ኣብ ኢትዮጵያ ብጎንፂን ዝተፈላለዩ ምኽንያታትን ንዝተመዛበሉ ህፃናት ዝጣየሹሉ ፕሮጀክት ዕላዊ ገይሮም፡፡

እቲ ፕሮጀክት ኣብ ክልላት ጋምቤላ፣ ኦሮሚያን ደቡብን ዝትግበር እንትኸውን÷ ብጎንፂን ዝተፈላለዩ ምኽንያታትን ንዝተመዛበሉ ህፃናት ንምጥያሽ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ምልኻል ተቓላዕነት ስግኣት ሓደጋ ንምድንፋዕ፣ ክንክን ህፃናት ንምጥንኻርን ቀረብ ፅሩይ መስተ ማይ ተበፃሒ ንምግባር ከምዝሕግዝ ተገሊፁ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.