Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ካብ ዓለም ለኸ ትካላት ሚዲያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ጋዜጠኛታት ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ክፍሊ ፕሬስ ሴክሬታሪያት ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ካብ ዓለም ለኸ ትካላት ሚዲያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ጋዜጠኛታት ዘተ ኣካይዱ።

ዕላማ እቲ ዘተ ሚዛናዊን ጭቡጥን ሽፋን ፀብፃብ ምዕባይ ከምዝኾነ ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣመልኪቱ።

ኢትዮጵያ ኣብ ቅልጡፍ ከይዲ ለውጢን ልምዓት ትርከብ ሃገር ብምዃና ጋዜጠኛታት ዝተፃየ ሓበሬታ ኢሉ እውን ዝርዝር ግንዛበ ምርካቦም ኣዚዩ ኣድላዪ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.