Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ዝተኻየደ  ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንማሕበረ ሰብ ዓለም ትኽክለኛ ሓበሬታ ንምህብ ዕላማ ዝገበረ ወፍሪ ትዊተር ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ዝተኻየደ  ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንማሕበረ ሰብ ዓለም ትኽክለኛ ሓበሬታ ንምህብ ዕላማ ዝገበረ ወፍሪ ትዊተር ተኻይዱ።

እቲ ወፍሪ ”ህወሓት መበገሲ ኢዩ”(#TPLFisTheCause) ን  “ዶክተር ኣቢይ ህወሓት ዝፈጠሮም ፀገማት የፅሪዩ ኣለዉ” (#DrAbiyisCleaningTheTPLFmess) ብዝብሉ መሪሕ ቃላት ዝተኻየደ ኢዩ።

እቲ ወፍሪ ብድሕሪ እቶም ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ዝፍጠሩ ፀገማት  ህወሓት ዘሎ ምዃኑ ተገሊፁ።

ዕላማ እቲ ወፍሪ፥ ኢትዮጵያ ብዝምለከት ዝተሰሓሓተ ምስሊ ንምፍጣር ካብ ዝንቀሳቐሱ ብዝሓሸ ኣብ ምኽባር ሕጊን ኣብ ክሊ  ነበራዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ትኽክለኛ ሓበሬታ ንማሕበረሰብ ዓለም ንምብፃሕ ዝዓለመ ኢዩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.