Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ንዕብየት ውልቀ ዓውዲ ናይ 25 ሚሊየን ዩሮ ፕሮጀከት መጀመሪ ወርክሾፕ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ንዕብየት ውልቀ ዓውዲ ናይ 25 ሚሊየን ዩሮ ፕሮጀከት መጀመሪ ወርክሾፕ ይካየድ ኣሎ።

እቲ ፕሮጀክት ብሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ልምዓት ጀርመን(ጂአይዜድ)ን ዝተዳለወ እንትኸውን፥ ን4 ዓመታት ዝፀንሕን ካብ ወርሒ ሚያዚያ ተግባራዊ ከምዝግበርን ተገሊፁ።

ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ሺሰማ ገብረስላሴ፥ ዓውዲ ውልቀ ኣብ ምቕናስ ድኽነትን ቅልጡፍ ዕብረት ኣብ ምርግጋፅን ዝግበር ዘሎ ሃገራዊ ምንቅስቓስ ልዑል ግደ ከምዝጫወትን ፍሪያት ብምምሕያሽን ቁፅሪ ስእነት ስራሕ ብምቕናስ ናይ ባዕሉ ብፅሒት ከምዘለዎ ሓቢሮም።

እቲ ሚኒስቴር ንዕብየት ዓውዲ ውልቀ ዝተፈላለዩ ተግባራት ይሰርሕ ከምዘሎ እውን ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.