Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ ደገፍ ንዝጠልቡ ወገናት እኽሊን ሃነፅቲ ምግብታትን ይጎዓዓዝ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ደገፍ ንዝጠልቡ ወገናት ለዕሊ 23 ሺሕ ኩንታል እኽሊን ሃነፅቲ ምግብታትን ይጎዓዓዝ ከምዘሎ ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ኢትዮጵያ ገሊፁ።

እቲ ኮሚሽን ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣብ ድሬዳዋ ካብ ዝርከብ መኽዘን ናብቲ ክልል የጎዓዕዝ ከምዘሎ ሓቢሩ።

ዳይሬክተር ኣመራርሓ ሎጂስቲክስን ምምሕዳርን ቴዎድሮስ ደምሴ፥  ዝተፈላለዩ ትካላት ኣብቲ ክልል ብዝገብርዎ ዘለዉ ደገፍ ኣብ ዘይበፅሑሎም  15 ወረዳታት መንግስቲ ድጋፍ ንምግባር እቲ ሓገዝ ምጉዕዓዝ ከምዝጀመረ ተዛሪቦም።

ብተወሳኺ ዳያስፖራን ካልኦት ኣካላትን ብምትሕብባር ነቶም ወገናት ኣድላዪ ደገፍ ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ሓቢሮም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.