Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ ብኩታ ገጠም ይለምዕ ኣብ ዘሎ ዝራእቲ ዑደት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞቦ ደቡብ ክልል ትግራይ ወረዳ እንዳ መኾኒ ጣብያ መኻን ቁሸት ምስረታ ናብ ሓረስቶት ተኣታቲዩ ብኩታ ገጠም (ብክላስተር ) ይለምዕ ኣብ ዘሎ ዝራእቲ ዑደት ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ ዑደት፥ ዘራእቲ ስርናይ በፅሕዎ ዘሎ ብርኪ ዕብየት ንምዕዛብን ናብ ሓረስቶት ተሞክሮ ንምሕላፍንዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።

ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ዞባን ወረዳታትን፣ ሰብ ሞያ ሕርሻን ሓረስቶትን ኣብቲ ዑደት ከምዝተሳተፉ ኣብ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ዞባ ደቡብ ትግራይ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.