ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ንምቅልጣፍ ሓይሊ ፀፅታ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ይሰርሕ ኣሎ- ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ንምቅልጣፍ ሓይሊ ፀፅታ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ይሰርሕ ኣሎ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም።
ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቤስሊይ አማኻሪ ጋኣቪን ግርምስታት፣ ኣብቲ ፕሮግራም ናይ ኢትዮጵያ ዳይሬከተር ስቴቨን ዌር ኦማሞን ናይቲ ፕሮግራም ኣተሓባባሪ ህፁፅ እዋን ማርክ ጎርደን ተዛቲዮም።
ሓለፍቲ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ትግራይ ሰብአዊ ሓገዝ ንምራብ ዘኽእሉ ምቹው ኩነታት ዘለዎ፣ ፀገም ዝረኣየሉን ሙሉእ ንሙሉእ ፀገም ዘለዎምን ብምባል ፈሊዮም ኣቕሪቦም።
ጀኔራል ብርሃኑ ጁላ ኣብ 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል እዝ ሰሜን ፈጣሪ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ዝፈፀሞ ዝተዋደደ መጥቃዕቲ ብዝምልከት መብርሂ ከምዝሃቡ ግዜኢ ፀብፂቡ።
ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ንምቅልጣፍ ሓይሊ ፀፅታ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ይሰርሕ ኣሎ ኢሎም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።