ኣብ ትግራይ ልዕሊ 1 ሚሊየን ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮግራም ሴፍቲኔት ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ልዕሊ 1 ሚሊየን ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ሓምሻይ ዙር ፕሮግራም ሴፍቲኔት ክጅመር ኢዩ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ወይዘሮ ያስሚን ወሃብረቢ፥ እቲ ሓምሻይ ዙር ፕሮግራም ሴፍቲኔት ህዝቢ ካብ ዘለዎ ፀገም ንክወፅእ ዝሕግዝ ኢዩ ኢለን።
ኣብ 55 ወረዳታት ዝርከቡ 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ።
ኣብቲ ክልል ኣብ ዝቕፅሉ 5 ዓማውቲ ንዝካየድ ሴፍቲኔት ፕሮግራም ዝኸውን 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ከምዝተመደበ እተን ሚኒስቴር ዴኤታ ኣፍሊጠን ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።