Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ ህፃናት ናብ ኩናት ክኣትዉ ኣይብሎምን ከማና ናይ ምምሃር ዕድል ክረኽቡ ኣለዎም-ተምሃሮ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ህፃናት ናብ ኩናት ክኣትዉ ኣይብሎምን ከማና ናይ ምምሃር ዕድል ክረኽቡ ኣለዎም ክብሉ ተምሃሮ ገሊፆም።

እቶም ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ዝማሃሩ ተምሃሮ፥ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩነታት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያን ዓለም ለኸ ሚዲያታትን ይከታተሉ ከምዘለዉ ሓቢሮም።

ብፍላይ እቶም ህፃናት ናብ ኩይናት ምእታዎም ትኽክል ከምዘይኮነ ተዛሪቦም።

ህፃናት ኣብ ዘይዕድሚኦም መሳርሒ ኩይነሰት ክሽከሙን ኣብ ኩናት ክሳተፉን ኣይብሎምን ኢሎም።

” እዞም ህፃናት ናብ ኩናት ክኣትዉ ኣይብሎምን ከማና ናይ ምምሃር ዕድል ክረኽቡ ኣለዎም” ድማ ኢኦም።

ስለዝኾነ ዓለም ለኸ ትካል መሰል ህፃናት እዚ ጉዳይ ደው ከብሎ ይግባእ ኢሎም ክብል ኢፕድ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.