Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትካላት ጥዕና ዝረኣዩ ፀገማት ንምቕራፍ ምስ መዳርግቲ ትካላት ክንሰርሕ ኢና- ዶ/ር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ትካላት ጥዕና ዝረኣዩ ፀገማት ንምቕራፍ ምስ መዳርግቲ ትካላት ክንሰርሕ ኢና ክብላ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።

ዶክተር ሊያ ነዚ ዝበላ ሎሚ ኣብ ከተማ ጅማ ወረዳ ጮቆርሳ ኣብ ዝርከባ ትካላት ጥዕና ዑደት ኣብ ዝገበራሉ እዋን ኢዩ።

ሕፅረት ኣምቡላንስታትን ናውቲታት ጥዕናን ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ጥዕና ፀገም ይፈጥር ምህላዉ ሰብ ሞያን ዓበይቲ ዓድን ነተን ሚኒስትር ርኢቶኦም ሂበምወን።

ዶ/ር ሊያ ታደሰ፥ ኣብ ትካላት ጥዕና ዝረኣዩ ፀገማት ንምቕራፍ ምስ መዳርግቲ ትካላት ክንሰርሕ ኢና ኢለን።

 

ብሙክታር ጠሃ

 

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.