Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ብርሸለቆ መሰረታዊ ውትድርና መሰልጠኒ ቤት ትምህርቲ መበል 34 ዙር ምልምል ሰልጠንቲ ስነስርዓት መኽፈቲ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣  5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ብርሸለቆ መሰረታዊ ውትድርና መሰልጠኒ ቤት ትምህርቲ መበል 34 ዙር ምልምል ሰልጠንቲ ስነስርዓት መኽፈቲ ኣካይዱ።

ኣብቲ መኽፈተ መደረ ዝገበሩ ዋና ኣዛዚ እቲ  መሰልጠኒ ቤት ትምህርቲ ኮሎኔል ጌታቸው ኣሊ፥ ሃገር ና ብቅንዕና ንምግልጋል ሞያ ውትድርና ብምምራፅ ኣብ ልዕሊ ሃገርና ዘንፀላሉ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ንምክልኻል፣ ኣጀባሪ ጉጅለ ጁንታ ንሓንሳብን መወዳእታን ንምድምሳስ፣ ህዝብን ሃገርን ንምሕላው ጅግንናት ዝተመልኦ ውሳነ ወሲንኩም እንኳዕ ምንጪ ጀጋኑ ናብ ዝኾነ መሰልጠኒ ቤት ትምህርቲ ብሰላም መፃእኹም ኢሎም።

ካብ መንጎ እቶም ሰልጠንቲ  አመሃ አሻግሬን ትግስት ሽበሽን ኣብ ዝሃብዎ ርኢቶ፥ ውትድርና ሞያ ካብ ቁልዕነቶም ጀሚሮም ከምዝፈትውዎን ወታደር ነምዃን በምብቅዖም ከምዝተሓጎሱን ምግላፆም ካብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.