Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቤሩት ብዘይሰነድ እናነበሩ ዝነበሩ 35 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤሩት ብዘይሰነድ እናነበሩ ዝነበሩ 35 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

እቶም ዜጋታት ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጀነራል ፌዴሪኢ ምስ ቤት ዕዮ ኢሚግሬሽን ሊባኖስ ብምዝርራብ ኢዮም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

እቶም ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ዝተመለሱ ዜጋታት ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ታሕሳስ ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዝተመዝገቡን ሓበሬታ ሕክምና ዘቕረቡን ምዃኖም ካብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጀነራል ፌዴሪኢ ኣብ ቤሩት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.