Fana: At a Speed of Life!

ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓመት ብወገን ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣቢሉ 2 ነጥቢ 64 ቢሊየን ዶላር ናብ ሃገር ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓመት ብወገን ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣቢሉ 2 ነጥቢ 64 ቢሊየን ዶላር ናብ ሃገር ከምዝኣተወ እቲ ባንኪ ኣፍሊጡ።

እቲ ባንኪ መበል 23 ዙር “የሽርፉ ይሸለሙ” መበረታትዒ ሸርፊ ወፃኢ፥ ስነ-ስርዓት ምውፃእ ዕፃ ተኻይዱ።

ብመሰረት እዚ እቲ ባንኪ ኣብ ምርካብ ሸርፊ ወፃኢ ዝተሳተፉ ዓማዊል ዕድለኛታት ዝኾኑሉ፥ ሓደ ዘበናዊ ናይ ገዛ ኣውቶ ሞቢል፣ ክልተ በዓል ሰለስተ እግሪ ተሽከርከርቲን 20 ላፕቶፕ ኮምፒዩተራትን ዕፃ ቁፅሪታት ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ገይሩ።

ብቅድስት ኣባተ

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.