Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቀረባ እዋን ዝተመረፃ ቀዳማይቲ ሚኒስትር ብሬታኒያ ሊዝ ትረስ ስልጣነን ለቒቐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ዝተመረፃ ቀዳማይቲ ሚኒስትር ብሬታኒያ ሊዝ ትረስ ስልጣነን ለቒቐን።

ሊዝ ትረስ ቅድሚ 44 መዓልታት ቀዳማይቲ ሚኒስትር ብሬታኒያ ብምዃን ምምራፀን ይዝከር።

እተን ቀዳመይቲ ሚኒስትር፥ “ናብ ስልጣን ዝመፃእኹ ኢኮኖሚያዊን ዓለም ለኸዊን ምርግጋዕ ኣብ ዘየጋጠመሉ እዋን ኢዩ” ኢለን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.