Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቀረባ እዋን ንዝተጀመረ ምንቅስቓስ “ኢትዮጵያ ተፍሪ” እታወት ዝኸውን ልዝብ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ዕላዊ ንዝግበር  ምንቅስቓስ “ኢትዮጵያ ተፍሪ” እታወት ዝኸውን ልዝብ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ እናተሳለጠ ምዃኑ ሚኒስትር ዲኤታ ንግዲን ኢንዱስትሪን ሺሰማ ገብረስላሴ ኣፍሊጦም።

እቲ ዘተ ፍርያትን ፍርያታውነትን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ንምድንፋዕ ኢሉ እውን ልምዓት እቲ ዓውዲ ንምሕጋዝ ዝተሰናደአ ኢዩ ተባሂሉ፡፡

ምንቅስቓስ “ኢትዮጵያ ተፍሪ” ምይይጥ ተገይሩሉ ናብ ስራሕ እንትኣቱ፥ ኢንዱስትሪታት ንዕቤት ፍርያት ውሽጢ ሃገር (ጂ ዲ ፒ) እናበርከቱዎ ዝርከቡ ትሑት ኣስተዋፅኦ ከመዘዕቢ ኣቐዲሙ ተስፋ ዝተነበረሉ ከምዝኾነ እቶም ሚኒስትር ዲኤታ ኣብሪሆም፡፡

ብእዮናዳብ ኣንዱዓለም

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.