Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ዜጋታት ካብ ዝቕፅል ሰሉስ ጀሚሮም ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ዜጋታት ካብ ዝቕፅል ሰሉስ ጀሚሮም ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕ ከምዝጅመር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።

የውጭ ጉዳይ ሚኒስትር ዴኤታ ብርቱካን አያኖ በሰጡት መግለጫ ፥ በሳዑዲ አረቢያ በአስቸጋሪ ሁኔታ ላይ የሚገኙ ኢትዮጵያዊያንን ወደ አገራቸው ለመመለስ ሲካሄድ የቆየው የቅድመ ዝግጅት ስራ ተጠናቋል

ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብርቱካን ኣያኖ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ንምምላስ እናተኻየደ ዝፀንሐ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ተዛዚሙ።

16 ትካላት ዘካተተ ብሔራዊ ኮሚቴ ተጣይሹ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ብምሕባር፥ ካብ ዝቕፅል ሰሉስ ጀሚሩ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕ ክጅመር ምባለን ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ልዕሊ 102 ሺሕ ዝኾኑ ዜጋታት ኣብ ሓፂር እዋን ናብ ኢትዮጵያ ንምምላስ ሽቶ ተቐሚጡ ቅድመ ምድላው እናተሰርሐ ከምዝርከብ ተገሊፁ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.