Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዘለዉ ኣስታት 70 ሺሕ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕ ተጀሚሩ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ምዕራፍ ዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዘለዉ ኣስታት 70 ሺሕ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕ ተጀሚሩ።

ኣብዚ ሰሙን 12 በረራታት ብምግባር ኣብ ዝቕፅሉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ማእኸል መፅንሒ ጣቢያ ሽሜሲ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕ ሎሚ መዓልቲ ከምዝተጀመረ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.