Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ስራሕቲ መሊስካ ምህናፅ ኣብ ከተማ ጎንደር ኣዘዞ ሎዛ ማርያም ን274 ሰባት ሓፈሻዊ ምርመራ ጥዕና ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ስራሕቲ መሊስካ ምህናፅ ኣብ ከተማ ጎንደር ኣዘዞ ሎዛ ማርያም ንዝርከቡ 274 ሰባት ሓፈሻዊ ምርመራ ጥዕና ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ።

እቲ ምርመራ ሚኒስቴር ሰላም ብዘተሓባብሮ ተግባር መሊስካ ምህናፅ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

እቲ ስራሕ ምስ ፌዴራል፣ ጣቢያ ጥዕና ከተማ ጎንደርን ዩኒቨርሲቲ ጎንደርን ከምዝተሰርሐ እቲ ሚኒስቴር ኣብሪሁ።

በቲ ዝተሰርሐ ስራሕ ኣብ ከተማ ጎንደር ሎዛ ማርያም ንዝርከቡ 264 ወገናት ሓፈሻዊ ምርመራ ጥዕና ተገይሩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.