ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ክሳለጥ ዝፀንሐ ሃገር ለኸ ኤግዚብሽን ጥዕና ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 13 ሰነ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ክሳለጥ ዝፀንሐ ሃገር ለኸ ኤግዚብሽን ጥዕና ተዛዚሙ።
ኣብቲ ኤግዚብሽን ልዕሊ 250 ትካላት ኣገልግሎተን ንምርኢት ምቕራበን ተገሊፁ።
ዓውዲ ጥዕና ኣብዚ ሐዚ እዋን ዝበፅሖ ብርኪ ዘርእይ ከምዝነበረ እውን ተሓቢሩ።
ኢትዮጵያ ካብ ሃገር ቦቀል ፍልጠት ክሳብ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ቴክኖሎጂታት ሕክምና ዝበፅሐትሉ ምዕባለ ኣብቲ ኤግዚብሽን ከምዝቐረበ ተገሊፁ።
ብሰሎሞን ይታየው
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።