Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ከይዲ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ከይዲ ከምዝተዛዘመ ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን ኣፍሊጡ።

ካብ መጋቢት 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ዜጋታት ንምምላስ ኣብ ዝተገበረ ከይዲ 131 ሺሕን 642 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ።

ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ደበበ ዘውዴ፥ መንግስቲ ነቶም ዜጋታት ኣብ ምምላስ  493 ሚሊየን ብር ብባዕሉን 50 ሚሊየን ብር ድማ ካብ መዳርግቲ ኣካላት ብድምሩ 543 ሚሊየን ብር ወፃኢ ከምዝተገበረ ተዛሪቦም።

ብመላኩ ገድፍ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.