Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝነበረ ጎንፂ ብስምምዕነት ሰላም ንኽዛዘም ወሳኒ ግደ ንዝነበሮም ኣካላት ስነ-ስርዓት ምስጋናን ኣፍልጦን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝነበረ ጎንፂ ብስምምዕነት ሰላም ንኽዛዘም ወሳኒ ግደ ንዝነበሮም ኣካላት ስነ-ስርዓት ምስጋናን ኣፍልጦን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ ወዳጅነት ‘ኲናት የኣክል፤ ሰላም ነፅንዕ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መርሃ ግብሪ ምስጋናን ኣፍልጦን እናተሳለጠ ይርከብ፡፡

መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን 24 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ጎንፂ ጠጠው ንምባል ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ፕሪቶሪያ ስምምዕነት ከምዝተፈራረሙ ይዝከር፡፡

በስምምነቱ ላይ በተቀመጠው መሠረት ከሁለቱም ወገን የተለያዩ ተግባራት እየተከናወኑ መሆኑም ይታወቃል

ኣብቲ ስምምዕነት ዘተቐመጡ ነጥቢታት መሰረት ብምግባር ክልቲኦም ወገናት ዝተፈላለዩ ተግባራት እናተሳለጡ ከምዝኾኑ እውን ይፍለጥ፡፡

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምስጋናናን ኣፍልጦን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌደራልን ሕብረት ኣፍሪካን ተረኺቦም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.