Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሰለስተ ጣቢያታት ክልል ዓፋር ሓደጋ ውሕጅ ኣጋጢሙ

 

ኣዲስ ኣበባ፣  2 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰለስተ ጣቢያታት ክልል ዓፋር ሓደጋ ውሕጅ ኣጋጢሙ።

እቲ ኣብ ዞባ ኣዉሲ-ረሱ ወረዳ ኣይሳኢታ ዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ካብ 28 ሓምለ ኢዩ ጀሚሩ።

ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ህፁፅ ምላሽን ቅድመ መጠንቀቕታን ቤት ፅሕፈት ሓደጋን ድልውነትን እቲ ወረዳ ኣይተ ኣይዳሂስ ያሲን፥ ሕብረተሰብ ኣቐዲሙ ክወፅእ ብምግባሩ ዝተመዛበሉ መራሕቲ ስድራ ቁፅሮም ካብ 100 ኣይበልፅን ኢሎም።

እቲ ውሕጅ ኣስታት 50 ሄክታር ኣብ ዝኸውን መሬት ሓደጋ ከምዘብፀሀ እውን ተዛሪቦም።

ውሕጅ ዘጋጠመን ጣቢኣታት ከርቡዳ፣ ኮሎዱራናን ሂነሌን ኢየን ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.