Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ራብዓይ መዓልቲ ውዕሎ መበል 22 ፅዋዕ ዓለም ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ መበል 22 ፅዋዕ ዓለም ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም።

ብመሰረት እዚ 7 ሰዓት ኣብ ምድብ ሽዱሽተ ዝተደልደላ ሃገራት ሞሮኮን ክሮሺያን ክፃወታ ኢየን።

ብተመሳሳሊ ኣብቲ ምድብ ዝርከባ ሃገራዊ ጋንታታ ቤልጂምን ካናዳን ክራኸባ ኢየን።

ኣብ ምድብ ሓሙሽተ ዝርከባ ጀርመንን ጃፓንን ሰዓት 10 ከምኡ እውን ኣብቲ ምድብ ዝርከባ ስፔንን ኮስታሪካን ዝገብረኦም ፀወታታት ትፅቢት ይግበረሎም።

ዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.