ኣብ ረቂቕ ሰነድ ስትራቴጂ ኢ-ኮሜርስ መድረኽ ምትእኽኻብ እታዎት ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ኣብ ረቂቕ ሰነድ ስትራቴጂ ኢ-ኮሜርስ መድረኽ ምትእኽኻብ እታዎት ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላን ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ(ዶ/ር)ን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም።
ኣብ ኢትዮጵያ ዲጂታል ሰርዓት ንግዲ ዝምረሐሉ “ስትራቴጂ ኢ-ኮሜርስ” ተግባራዊ ክግበር ምዃኑ ከምዝተገለፀ ግዜኢ ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።