Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያና ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ስምምዕነት ሓገዝ 43 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያና ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ስምምዕነት ሓገዝ 43 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ።

እቲ ስምምዕነት ሓገዝ÷ ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴን ኣብ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብዱል ካማራን ተፈራሪሞምዎ፡፡

ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝተዋፈሩ ደቀቕቲ፣ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት ንምጥንኻር ዝውዕል ሓገዝ ከምዝኾነ ሓበሬታ እቲ ሚኒስቴር የመላኽት፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.