Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ምቅልጣፍ ትግበራ ስምምዕነት ናፃ ንግዲ ቀጠና ኣፍሪካ ዘድሀበ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምቅልጣፍ ትግበራ ስምምዕነት ናፃ ንግዲ ቀጠናን ምድንፋዕ ምትእስሳር ኢኮኖሚን ኣፍሪካ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ስልጠና ይወሃብ ኣሎ።

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዋና ቤት ዕዮ ሕብረት ኣፍሪካ እናተውሃበ ኣብ ዝርከብ ስልጠና÷ ኣምባሳደራት፣ ርእሰ ኣካዳሚ ኣመራርሓ ኣካዳሚ ልህቀት ኣፍሪካ ዛዲግ ኣብርሃን ካልኦት ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም።

እቲ ስልጠና ኣብ ሞንጎ ሃገራት ኣፍሪካ ዝግበር መጠን ዕድጊትን ምትእስሳር ንግዲን ንምዕባይ ዝዓለመ እንትኸውን÷ ካብ ሎሚ ዕለት ጀሚሩ ንክልተ መዓልቲታት ከምዝወሃብ ተሓቢሩ፡፡

ብለይኩን ኣለም

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.