Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን 35 ሺሕን 600 ዜጋታት ይምገቡ ኣለዉ-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 21 ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን 35 ሺሕን 600 ዜጋታት ይምገቡ ኣለዉ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።

ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ መበል ሳልሳይ ዓመት ዘበን ስራሕ ራብዓይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ።

ኣብቲ ጉባኤ ብምርካብ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ሰብ ተኮርን ወለንታዊ ስራሕቲን ዝምልከት ፀብፃብ ኣቕሪበን።

ኣብቲ ፀብፃብ፥ ን1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ኣብ ታሕተዋይ ናብራ ዘለዉ ዜጋታት መኣዲ ምእንጋድ ከምዝተኽኣለ ተዛሪበን።

ብ12 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ተግባራት ወለንታዊ ከምዝተፈፀመ አወን ሓቢረን።

ኣብ 21 ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን 35 ሺሕን 600 ዜጋታት ይምገቡ ኣለዉ ክብላ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.