Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ማእኸል ምርምር ሕርሻ ሸረ- ማይ ፀብሪ ልዕሊ 6 ዓይነት ሙሩፅ ዘርኢ ይፈሪ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸል ምርምር ሕርሻ ሸረ- ማይ ፀብሪ 6 ዓይነት ሙሩፅ ዘርኢ ይፈሪ ከምዘሎ ተገሊፁ።

ኣብቲ ኣብ ታሕታይ ኣድያቦ ጣብያ ለምለም ፍሉይ ቦታ መዳበ ዝርከብ ማእኸል ሙሩፅ ዘርኢ፥ ሰሊጥ ፣ ኣዳጉራ፣ ባምያ፣ ሱፍን ሓዊሱ ልዕሊ 6 ዓይነት ሙሩፅ ዘርኢ ከምዝርከቡ ተሓቢሩ።

ብመሰረት እዚ እቲ ማእኸል ንሓረስቶት ስልጠና እናሃበ ከምዘሎን ከም ትግራይ ሕፅረት ዘርኢ ንምፈቕራፍ ብዝተወደበ መልክዑ ይሰርሕ ከምዘሎን ተገሊፁ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.