Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መእተዊ በሪታት ኣዲስ ኣበባ 4 ዓበይቲ ማእኸላት ዕዳጋ መከፋፈልቲ ፍሪያታት ግብርና ይህነፁ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መእተዊ በሪታት ኣዲስ ኣበባ 4 ዓበይቲ ማእኸላት ዕዳጋ መከፋፈልቲ ፍሪያታት ግብርና ይህነፁ ከምዘለዉ ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣበቤ ኣፍሊጠን።

እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከምዝበልኡ፥ ክልተ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ፣ ሓደ ኣብ ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራንዮ ከምኡውን ሓደ ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ኢዮም ዝህነፁ ዘለዉ።

እቶም ማእኸላት ዕዳጋ፥ ፅዕንቶ ናህሪ ናብራ ኣብ ምቕናስ፣ ዕዳ ኣብ ምርግጋዕን ምቁፅፃርን ግደ ከምዝህልዎም ተሓቢሩ።

ብተወሳኺ ንዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዕድል ስራሕ ከምዝፈጥሩ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.