Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መተሓዳደሪ ደንቢ መጅሊስ ዝተገበረ ዘተ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መተሓዳደሪ ደንቢ መጅሊስ ኣድሂቡ ንሓደ ሰሙን ዝተገበረ ዘተ ከምዝተዛዘመ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ፕሬዚዳነት እቲ ቤት ምኽሪ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሃጂ ዑመር እንድሪስ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብቲ መድረኽ ዘተ 23 ዑላማታት ከምዝተሳተፉን ሰፊሕ ዘተ ብምግባር ኣብ ስምምዕ ከምዝተበፅሐን ተዛሪቦም።

ኣብ ቀፃሊ ዝስርሑ ተግባራት ብዝምልከት ኣንፈት ከምዝተቐመጠ እውን ሓቢሮም።

ድሕሪ ፆመ ረመዳን ዘተ ከምዝግበር ብምግላፅ፥ ድሕሪ እቲ ዘተ ኮሚቴ መረፃ ብምጥያሽ መርጫ ኣባላት መጅሊስ ከምዝካየድ ገሊፆም።

ብመሰተር እዚ ንሓድነትን ሰላምን ዝሰርሑ ተወከልቲ መጅሊሶም ብሰለማዊ መገዲ ነክኽበር ክግበር ኢዩ ኢሎም ከበል ግዜኢ ፀብፂቡ።

 

ኢትዮጵያን፦ እናልማ፣ እንገንባ፣ እንዘጋ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.