Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መቓብር  ህወሓት  ንትውልዲ ዝመሓላለፍ ታሪክ ዓወት ክንፅሕፍ ዝበሉ መናእሰይ ወሎ ይወፍሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቓብር  ህወሓት  ንትውልዲ ዝመሓላለፍ ታሪክ ዓወት ክንፅሕፍ ዝበሉ ካብ ዘተፈላለዩ ከባበታት ወሎ ዝመፅኡ መናእሰይ ናብ ግንባር ይወፍሩ ኣለዉ።

እቶም መናእሰይ፥  መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዘመሓላለፎ “ኩሉ ሰብ ናብ ወለ ይዝመት” ዝብል ፃውዒት ክተት ዝተቐበሉ  ኢዮም ተባሂሉ።

እቶም መናእሰይ እናተወደቡ ይወፍሩ ከምዘለዉ እውን ተገሊፁ።

ናይ ፀላኢ ናይ ሓሰት ፕሮፓጋንዳ ከየታለሎም ናበ ግንባር ብምኽታት ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ይስለፉ ከምዘለዉ እውን ተሓቢሩ።

ብዝተፈላለዩ መገዲታት መናእሰይ ዘዘናግዑ ኣካላት ካብ ተግባሮም ብምዕቃብ መንእሰይ ንህልውንኡ ንክቃለስ ምልልዕዓል ከምዝግባእ እውን እቶም መናእሰይ ርዐዕይቶ ሂቦም ክብል ኣሚኮ ዘጊቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.