ኣብ መቐለ ንዝተወደቡ 18 ማሕበራት መምህራን ዝኸውን መምበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ ዘኽእል ስነ ስርዓት ዕደላ መሬት ፅባሕ ክሳለጥ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ ንዝተወደቡ 18 ማሕበራት መምህራን ዝኸውን መምበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ ዘኽእል ስነ ስርዓት ዕደላ መሬት ፅባሕ 3 ጉንበት 2016 ዓ.ም ክሳለጥ ኢዩ።
እቶም መምህራን፥ ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመት ብማሕበር ተወዲቦም ንመንበሪ ዝውዕል መሬት ዘይተዓደሉ ከምዝኾኑ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣፍሊጡ።
ስለዝኾነ ካብኔ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ብመሰረት ዘመሓላለፎ ውሳነ እቶም 18 ማሕበራት መምህራን ፅባሕ 3 ጉንበት 2016 ዓ.ም ስነ ስርዓት ምውፃእ ዕፃ ከምዝካየይድ ተገሊፁ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።