Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መቐለ መንደር ሚዘር 70 ካሬን ከባቢኡን ብልዕሊ 1.1 ቢሊየን ብር ዝርግሐ መስመር ማይ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ መንደር ሚዘር 70 ካሬን ከባቢኡን ብልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ዝርግሐ መስመር ማይ ከምዝካየድ ተገሊፁ።

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ ኣብቲ ከባቢ ዘሎ መሰረታዊ ፀገም ማይ ንምፍታሕ ዘኽእል ውዕል ምስ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ከቲሙ።

እቲ ብልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ዝርግሐ መስመር ማይ ንምክያድ ዝተኣሰረ ፕሮጀክ፥ ህንፀቱ ኣብ ዉሽጢ ሓደ ዓመት ንምዝዛም መደብ ከም ዝተትሓዘ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.