Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መሸጢ ችርቻሮ ዋጋ ፍርያት ዳዲ ክለሳ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 30 ለካቲት2013 ዓ.ም ኣብ ውሽጢ ዘለዉ መዓልቲታት ኣብ መሸጢ ችርቻሮ ዋጋ ፍርያት ዳዲ ክለሳ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ።

ብመሰረት እዚ ፡-

ቤንዚን ብር 25ን 82 ሳንቲምን

ሕውስዋስ ኢታኖልን ቤንዚንን ብር 25ን 32 ሳንቲምን

ፃዕዳ ናፍጣ ብር 23ን 04 ሳንቲምን

ኬሮሲን ብር 23ን 04 ሳንቲምን

ቀሊል ፀሊም ናፍጣ ብር 20ን 27 ሳንቲምን

ከቢድ ፀሊም ናፍጣ ብር 19ን 77 ሳንቲምን

ናይ ኣውሮፕላን ነዳዲ ብር 35ን 12 ሳንቲምን ከምዝኾነ ዝተገለፀ እንትኸውን፥ እቲ ክለሳ መሸጢ ዋጋ ፍርያት ነዳዲ ካብ ኣዲስ ኣበባ ብተወሳኺ ኣብ መላእ ሃገር ኣብ ዝርከቡ ከከም ርሕቐቶም ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ተግባራዊ ተግባራዊ ከምዝኸውን ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.