Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መስኮ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ 60 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሩሲያ ከተማ መስኮ ኣዳራሽ ኮንሰርት ሙዚቃ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ጅምላ ተኹሲ 60 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ።
ካልኦት ልዕሊ 100 ሰባት ድማ ከምዝቖሰሉ ተገሊፁ።
ነቲ መጥቃዕቲ ዝፈፀሙ ዕጡቓት ክሳብ ሐዚ ከምዘይተፈለጡ ተሓቢሩ።
በቲ መጥቃዕቲ፥ ኮንሰርት ሙዚቃ ዝካየደሉ ዝነበረ ኣዳራሽ እውን ከምዝተባርዐ ተገሊፁ።
ራሺያን ታይምስ ከምዝፀብፀቦ፥ እቶም ዕጡቓት ዝተዓገተ ሰብ ንምፍታሕ ወይ ካሊእ ዕላማ ብምሓዝ ናብታ ከተማ ኣይኣተዉን።
ዕላምኦም ሰለማዊያን ሰባት ምቕታል ከምዝነበረ ፀብፂቡ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.