Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ክሳብ ሐዚ 157 ሚሊየን ፈልሲ ተተኺሉ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ክሳብ ሐዚ 157 ሚሊየን ፈልሲ ተተኺሉ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።

ኣብ ሓደ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልስታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ መልላእ ሃገር ይካየድ ኣሎ።

ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ብብርኪ ሃገር ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ክሳብ ሐዚ 157 ሚሊየን ፈልሲ ተተኺሉ ኢለን።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.