Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መመሓየሺ ረቂቕ ኣዋጅ ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘተ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ንግዲ ምቹውን ቅልጡፍን ንምግባር ኣብ መመሓየሺ ረቂቕ ኣዋጅ ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘተ ይግበር ኣሎ።

መጣየሺ ኣዋጅ ኣብያተ ምኽሪ ማሕበራት ዘፈር ንግዲ ቁፅሪ 341/1995 ዝግበር ምምሕያሽ ብዝምልከት ኣብቲ ረቂቕ ኣዋጅ ምስ ተዋሳእቲ እቲ ዓውዲ ኢዩ ዘተ ዝግበር ዘሎ።

ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላ፥ ንግዲን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታትን ብብርኪ ዓለም ተወዳዳሪ ንክኾኑ ምቹውን ቅልጡፍን ኣሰራርሓ ምዝርጋሕ የድሊ ኢሎም።

ስለዝኾነ እቲ ረቂቕ ኣዋጅ መንግስቲን ናይ ውልቀ ዓውዲን በምውዳድ ነክሰርሑ ዘኽአል ምህዳር ዝፈጥር ኢዩ ኢሎም።

ብተወሳኺ መሰልን ረብሐን ኣባላት ኣብ ምሕላው ልዑል ግደ ዘለዎ ከመዝኾነ ተዛሪቦም።

እቲ ኣዋጅ ን20 ዓማውቲ ብምፅንሑ ሐዚ ዘሎ ኩነታት ዓለም ተሓሳቢ ዝገበረ ምምሕያሽ መግባር ከምዘድሊ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.