Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሕቶ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዘድሃበ ዘተ ኣብ ዩንቨርስቲ ጅግጅጋ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሕቶ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዘድሃበ ዘተ ኣብ ዩንቨርስቲ ጅግጅጋ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ መድረኽ፥ ዩኒቨርሰቲ ጅግጅጋን ኢንስቲትዩት ጉዳያት ወፃኢ ብሓባር ዘሰናድእዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

“ሕቶ ባሕሪ ኢትዮጵያን እንታይነት ጂኦ ፖለቲካን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ።

ፕሬዚዳንት እቲ ዩንቨርስቲ በሽር ኣብዱላሂ (ዶ/ር)፥ እቲ መድረኽ ኢትየጵያ ዘቕረበቶ ብሓባር ናይ ምልማዕ ሕቶ በዝምልከት ናይ ሓባር ግንዛበ ምፍጣር ከምዘኽእል ገሊፆም።

ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ኢንስቲትዩት ዳይሬክተር ጄኔራል ጉዳያት ኣውሮፓን ኣሜሪካን ዳርእስከዳር ታዬ (ዶ/ር) ብግደኦም፥ ኢትዮጵያ ንበሪ ባሕሪ ቅርበት ዘለዋ ሃገር እኳ እንተኾነት ብታሪክ ኣጋጣሚ በሪ ባሕሪ ናይ ምጥቃም ባህጋ ኣብ ወለንታ ካልኦት ሃገራት ፅግዕተኛ ብምዃን ከምዝፀንሐ ገሊፆም።

ብመራኦል ከድር

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.