Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሕርሻ ዘተኮረ ብ12 ሚሊየን ዩሮ ዝትግበር ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓገዝ መንግስቲ ኔዘርላንድስ ብ12 ሚሊየን ዩሮ ገንዘብ ዝትግበርን ኣብ ሕርሻ ዘተኮረን ፕሮጀክት ትራንስፎርሜሽን ሕርሻ ዕላዊ ኮይኑ።

ዩኒቨርሲቲ ዋግኒንገን ኔዘርላንድስን ሚኒስቴር ሕርሻን፣ ምስ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ኢትዮጵያን ካልኦት መሓዙት ኣካላትን ብምትሕብባር “ስቲችቲንግ ዋገንገን ሪሰርች” ኣብ ኢትዮጵያ ዝብል ኣብ ትራንስፎርሜሽን ሕርሻ ትኹረት ዝገበረ ፕሮጀክት ዕላዊ ከምዝገበሩ ኢዮም ገሊፆም ዘለዉ፡፡

እቲ ፕሮጀክት ኣርባዕተ ፕሮግራማት ዝሓቖፈ እንትኸውን፥ 12 ሚሊየን ዩሮ ተሰሊዑሉ ተባሂሉ፡፡

ፍልፍል፦ ትፕኢ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.